Välkommen till fritids på Tigrinja

Välkommen till fritids …
እ ን ቃ ዕ ና ብ መዘ ና ግ ዒ (ፍ ሪ ቲ ድ ) ብ ደ ሓ ን መ ጻ እ ኩ ም …
Telefonnummer
ቁ ጽሪ ተለ ፎን
ፍ ሪ ቲ ድ (መዘ ና ግ ዒ ፣ መውዓ ሊ )
Fritids är till för barn mellan 6och 12 år vars vårdnadshavare arbetar, studerar eller är
arbetssökande. Barnens tid på fritids styrs av vårdnadshavarnas arbets- och/eller studietid
samt restider till och från verksamheten. Fritids har ingen skolplikt det vill säga att man
enligt lag inte behöver skicka sina barn på fritids.
Fritids
እ ዚ መጽ ን ሒ ን ቋ ል ዑ ካ ብ 6 ክ ሳ ብ 12 ዝ ዕ ድ ሜኦ ም እ ሞ ስ ድ ራ ቤ ቶ ም ዝ ሰ ር ሑ፣ ዝ መሃ ሩ ወ ይ ውን
ደ ለ ይ ቲ ስ ራ ሕ ዝ ኾ ኑ ፣ ሰ ዓ ታ ት ዝ ተ ፈ ላ ለ የ እ ዩ በ ቲ ወ ለ ዶ ም ዝ ሰ ር ሕ ሉ ወ ይ ዝ መሃ ር ሉ ኣ ብ
ር እ ሲ ኡ ካ ብ ስ ር ሖ ም ዝ ጋ ዓ ዝ ሉ ካ ብ ን ና ብ ን ተ ራ እ ዩ እ ዩ ዝ ውሰ ን ። እ ዚ ከ ም ት ምህ ር ቲ ና ይ
ግ ድ ን ኣ ይ ኮ ነ ን እ ን ተ ወ ለ ዶ ም ደ ል ዮ ም ጥ ራ ይ እ ዮ ም ዝ ሰ ድ ዎ ም።
Fritids har en egen läroplan där det står om den värdegrund och det uppdrag fritids har.
ዝ አ ና ግ ዒ ቋ ል ዑ ና ቱ ዝ ሓ ዘ ለ መደ ብ ስ ራ ሕን መምሃ ር ን ኣ ብ መሰ ረ ታ ዊ ኣ ገ ባ ብ ዝ ተ መር ኮ ሰ ኣ ገ ባ ብ
ኣ ለ ዎ።
På fritids ska barnen ha roligt känna sig trygga och lära sig nya saker.
Vi sjunger, läser böcker, målar, bygger och konstruerar, samtalar och leker både inom-och
utomhus. Ibland gör vi utflykter till skogen eller biblioteket.
ኣ ብ መዘ ና ግ ዒ ቋ ል ዑ እ ቶ ም ህ ጻ ና ት ዝ ሕጎ ሱ ሉ ን ዝ ተ ኣ ማመን ሉ ን ሓ ዲ ሽ ነ ገ ር ዝ መሃ ሩ ሉ ን እ ዩ ።
ን ዝ ምር መጽ ሓ ፍ ነ ን ብ ብ ሕብ ሪ ን ለ ኪ ን ሃ ን ጽ (ን ሰ ር ሕ ) ነ ለ ጋ ግ ብ ን ን ዘ ራ ረ ብ ኣ ብ ውሽ ጥ ን ኣ ብ
ደ ገ ን ን ጻ ወ ት ። ሓ ደ ሓ ደ ግ ዜ ን በ ረ ኻ ወ ይ ን ቤ ተ መጻ ሕፍ ቲ ን ወ ጽ እ ።
Inskolning
ምል ምማድ
När barnet ska börja i fritids kallas den första tiden för inskolning. Under den tiden är du som
förälder med på fritids. Syftet med inskolningen är att barnen och föräldrarna ska lära känna
verksamheten och bli trygga med fritids miljö, pedagoger och de andra barnen. Varje
fritidshem har egna rutiner för inskolning på fritids.
እ ቲ ቆ ል ዓ ኣ ብ መዘ ና ግ ዒ ቋ ል ዑ ክ ጅ ምር እ ን ተ ኾ ይ ኑ እ ቲ ና ይ መጀ መር ያ ግ ዜ ታ ት ምለ ማመዲ
(መምሃ ሪ ) ይ በ ሃ ል ኣ ብ ዚ ግ ዜ ’ዚ ን ስ ካ ከ ም ወ ላ ዲ ምስ ኣ ኡ ኢ ኻ ፣ እ ዚ ዝ ግ በ ረ ሉ ምኽ ን ያ ት ከ እ
እ ቲ ቖ ል ዓ ን ወ ላ ድ ን ከ መይ ምካ ኑ ን ኽ ፈ ል ጥ ዎ ን ክ ተ ኣ ማመኑ ን ኩሉ እ ቲ ኣ ቀ ምቅ ምጥ ኣ ኡ
መማህ ራ ኑ እ ቶ ም ካ ል ኦ ት ቋ ዑ ን ካ ል እ ን ፣ ነ ፍ ሲ ወ ከ ፍ መዘ ና ግ ዒ ቋ ሉ ዑ ነ ና ታ መምር ሒታ ት ና ይ
1
መለ ማመዲ መገ ዲ ኣ ለ ዋ ።
En dag på fritids
ሓ ን ቲ መዓ ል ቲ ኣ ብ መዘ ና ግ ዒ ቋ ል ዑ
……….. Fritids öppnar på avdelningen……
………..Frukost
……….. Aktiviteter inne och ute
……….. skolan börjar.
……….. skolan slutar.
……….. mellanmål.
……...... Aktiviteter inne eller ute
……...... Fritids stänger på avdelningen….
………..መዘ ና ግ ዒ
………..ቁ ር ሲ
………..ን ጥ ፈ ታ ት
………..ት ምህ ር ቲ
………..ት ምህ ር ቲ
………..ጥ ዓ ሞት
………..ን ጥ ፈ ታ ት
………..መዘ ና ግ ዒ
ቋ ል ዑ ኣ ብ ክ ፍ ል ታ ቱ ይ ኽ ፈ ት ………
ኣ ብ ውሽ ጥ ን ኣ ብ ደ ጋ ን ይ ካ የ ድ
ይ ጅ መር
ይፍደሱ
ኣ ብ ውሽ ጥ ን ኣ ብ ደ ጋ ን ይ ካ የ ድ
ቋ ል ዑ ኣ ብ ክ ፍ ል ታ ቱ ይ ዕ ጾ …..
Hämtning/går hem själv
När vårdnadshavare har slutat för dagen kommer hen och hämtar sitt barn från fritids. Barnet
kan även få gå hem själv om fritids och vårdnadshavare kommit överens om detta i förväg.
När du hämtar ditt barn måste du säga till personalen att ni går.
Mitt barn går hem från fritids själv □
Jag hämtar mitt barn från fritids □
Det är viktigt att fritids vet vilka personer som får hämta ditt barn på fritids.
De här personerna får hämta mitt barn från fritids:………………..
Du ska ringa till fritids om ditt/dina barn är sjukt, ska vara ledig eller om tiderna ändras.
Om ditt barn ska följa med en kompis efter skolan måste du meddela fritidspersonalen.
Kläder på fritids
ክ ዳ ውን ቲ ኣ ብ መዘ ና ግ ዒ (ፍ ሪ ቲ ድ )
Det behövs flera ombyten av kläder som är hela, rena och passar i storlek.
ብ ዙ ሕ ቅ ያ ር ክ ዳ ውን ቲ የ ድ ሊ፣ ግ ን ከ ኣ ጥ ዑ ይ ጽ ሩ ይ ማዕ ቀ ኖ ም ክ ኸ ውን ኣ ለ ዎ .
Barnet behöver kläder för att kunna vara ute i alla slags väder även när det regnar eller är
kallt.
ህ ጻ ና ት ኣ ብ ደ ገ ክ ጻ ወ ቱ ከ ለ ዉ ን ኹሉ ዓ ይ ነ ት ክ ሊማ ዝ ሰ ማማዕ ዋ ላ ን ቁ ሪ ይ ኹን ወ ይ እ ውን
2
ማይ እ ን ተ ወ ቕ ዔ ዝ ሰ ማማዕ ክ ህ ል ዎ ም ኣ ለ ዎ ።
Barnets kläder ska vara märkta med deras namn
ኣ ብ ቲ ክ ዳ ውን ቶ ም ሽ ሞን ክ ት ጽ ሕ ፍ ሉ ኣ ለ ኩ ም
Se särskilt dokument om kläder
ብ ዛ ዕ ባ ክ ዳ ውን ቲ ዝ ምል ከ ት ኣ ብ ፍ ሉ ይ ብ ዛ ዕ ባ ክ ዳ ውን ቲ ዝ ብ ል ተ ዓ ዘ ብ ።
Tystnadsplikt
ም ስ ጢር ም ዕ ቃ ብ
Vi som arbetar på fritids har tystnadsplikt, vi berättar inte vidare för andra det vi hör från dig
eller ditt barn, så länge det inte rör ditt barns säkerhet
ን ሕ ና እ ዞ ም ኣ ብ መለ ማመዲ ት ምህ ር ቲ እ ን ሰ ር ሕ ና ይ ምስ ጢር ምዕ ቃ ብ ማሕላ ኣ ሎና ። ዝ ኾ ነ
ካ ብ ውላ ድ ካ ይ ኹን ካ ባ ኻ ዝ ሰ ማዕ ና ዮ ምስ ካ ል እ ሰ ብ ኣ ይ ነ ዕ ል ሎሉ ን ኢና ።
Fritids har anmälningsplikt om vi ser att något barn far illa. Detta innebär att om vi ser ett
barn fara illa, måste vi berätta för myndigheter så att vi tillsammans kan lösa svårigheter i
situationer.
እ ዚ ና ይ መዘ ና ግ ዒ (ፍ ሪ ቲ ድ ) ጸ ገ ም ና ይ ህ ጻ ና ት ምስ ዝ ዕ ዘ ብ ና ብ ዝ ምል ከ ቶ ም ቤ ተ መን ግ ስ ቲ
ከ ተ ሓ ላ ል ፍ ግ ዴታ ኡ እ ዩ ። መታ ን ብ ሃ ን ሳ ብ ኮ ይ ና ና ይ ቲ ህ ጻ ን ጽ ቡ ቕ ክ ን ር ኢ (ክ ን ፍ ውሶ )
Samarbete med hemmet
ብ ሓ ባ ር ምስ ራ ሕ ምስ ስ ድ ራ ቤ ት
Du som förälder är viktig för vårt arbete i fritids. Det är viktigt att du berättar för oss om det
hänt något särskilt som kan vara bra för personalen att veta
ን ስ ኻ ከ ም ወ ላ ዲ መጠን ዓ ቢ ግ ደ ኣ ለ ዎ ኣ ብ ስ ራ ሕ ና ፣ ሓ ደ ነ ገ ር እ ን ተ ደ ኣ ተ ፈ ጺ ሙ ን ዓ ና
ዝ ምል ከ ት ክ ት ነ ግ ረ ና ኣ ዚ ዩ ኣ ድ ላ ዪ እ ዩ ።
Det är viktigt att du berättar för personalen om det är något du funderar över. Fråga gärna
både oss och ditt barn vad de gjort under dagen i fritidsen.
እ ን ተ ደ ኣ ሓ ደ ነ ገ ር ን ዓ ና ክ ት ብ ሎ ት ደ ሊ ነ ገ ር ሃ ሊዩ ካ ፣ ክ ን ፈ ል ጦ ኣ ጸ ቢ ቑ ኣ ድ ላ ዪ
ስ ለ ዝ ኾ ነ ን ገ ረ ና ። ን ዓ ና ሕ ተ ተ ና ን ውላ ድ ካ እ ውን እ ን ታ ይ ከ ም ክ ገ ብ ር ክ ምዝ ወ ዓ ለ
ሕተ ቶ ።
Sjukdomar
ሕማማት
Om ert barn är sjukt ska det stanna hemma. Barnet måste orka vara med i verksamheten både
ute och inne.
እንተደኣ ቖልዓ ሓሚሙ ኣብ ገዛ ክኸውን ኣለዎ፣ እቲ ቆልዓ ኣብ ደገን ኣብ ውሽጥን ንኽጻወት ዓቅሚ (ክእለት) ክህልዎ
ኣለዎ።
Om ert barn har kräkts eller haft diarré behöver barnet vara hemma symptomfri i minst 48
timmar.
እንተደኣ ውላድኩም ኣምሊሱ ወይውን ውጽኣት ኣለዎ እንተወሓደ ን 48 ሰዓታት ኣብ ገዛ ኮፍ ክብል ኣለዎ።
Om ert barn har haft feber behöver barnet vara hemma minst en dag feberfri
. እንተደኣ ሓደ ቆልዓ ረስኒ (ፌበር) ኣለዎ እንተወሓደ ንሓደ መዓልቲ ካብ ረስኒ ነጻ ክኸውን ኣለዎ።
3
Övrigt
ካልእ
Tänk på att inte använda starka parfymer då det finns barn och personal som kan vara allergiska mot
starka dofter
መተሓሳሰቢ! ብርቱዕ ጨና ዘይምጥቃም ምኽንያቱ ሓደ ሓደ ቆልዑ ከምኡውን ሰራሕተኛታት ቁጥዔ (ኣለርጂ) ናይ
ብርቱዕ ጨና ኣለዎም።
Lov
ዕረፍቲ
När det är lov är skolan stängd och då kan ditt barn vid behov vara på fritids. Innan ett lov får
du fylla i en lapp om vilka dagar och tider ditt barn behöver vara på fritids.
.እንተደኣ ዕረፍቲ ናይ ትምህርቲ ኮይኑ ቤት ትምህርቲ ስለዝዕጾ እንተደኣ ኣድላዪ ኮይኒ ውላድኩም ኣብ
መዘናግዒ(ፍሪቲድ) ክጸንሕ ይኽእል እዩ፣ ቅድሚ ትምህርቲ ምዕጻዉ ኣየናይ መዓልትን ሰዓታትን ውላድኩም
ከምዝመጽእ ኣብ ወረቐት ዝምላእ ስለዘሎ ኣቐዲምኩም ትመልእዎ።
Fritids stänger 3-4 dagar varje år då personalen har fortbildning
ኣብ ዓመት 3-4 ግዜ ይዕጸው ኣብ ግዜ ሰራሕተኛታት ትምህርቲ ዝወስድሉ።
Special kost…..
ፍልይ ዝበለ ምግቢ
Om ditt barn har specialkost måste du meddela personalen om detta.
.እንተደኣ ውላድካ ፍልይ ዝበለ ዓይነት ምግቢ ኮይኑ ዝበልዕ ንሰላሕተኛታት ሓብሮም።
Uppsägning av fritids…..
ንመዘናግዒ (ፍሪቲድ)
ፍሪቲድ) ክትገድፎ እንተደሊኻ
Om du och din familj flyttar från kommunen måste du säga upp din fritidsplats. Meddela
rektorn.
እንተደኣ ንስካን ስድራቤትካን ካብ እዚ ኮሙን ክትጉዕዙ ኮይንኩም ነዚ መዘናግዒ (ፍርቲድ) ከምትገድፍዎ ክትሕብሩ ኣለኩም፣
ንዳይረክተር ክፈልጥ ኣለዎ።
Taxa
ዝኽፈል
Det kostar pengar att ha sitt barn på fritids. Fram till det att du får en inkomst från ett arbete
är det dock gratis med fritids därefter betalar du en avgift.
ውላድካ ናብ ፍርቲድ ምስዳድ ገንዘብ ይሓትት እዩ፣ ክሳብ ስራሕ ረኺብካ እቶት ዝህልወካ ፍርቲድ ብነጻ እዩ ስራሕ
ጀሚርካ እቶት ምስ ዝህልወካ ግን ምኽፋል ትጅምር።
Kontaktuppgifter
ዝርዝር ሓበሬታ (ኣድራሽ)
ኣድራሽ)
Det är viktigt att fritids har aktuella telefonnummer till vårdnadshavare så att de kan nå dig
om det händer något. Ange även nummer till en annan närstående vuxen om fritids inte får
tag på vårdnadshavare.
4
ፍርቲድ ናይ ወለዲ ቁጽሪ ተለፎን ኪህልዎም ምናይ ግድን ኣድላዪ
5