Kläder och fritids på Tigrinja

Kläder och Fritids
Fritids är till för barn mellan 6 och 12 år vars vårdnadshavare arbetar,
studerar eller är arbetssökande. På fritids ska barnen ha roligt känna sig
trygga och lära sig nya saker.
Vi sjunger, läser böcker, målar, bygger och konstruerar, samtalar och leker
både inom-och utomhus. Ibland gör vi utflykter till skogen eller biblioteket.
Det behövs flera ombyten av kläder som är hela, rena och passar i storlek.
Barnet behöver kläder för att kunna vara ute i alla slags väder även när det
regnar eller är kallt. Barnets kläder ska vara märkta med deras namn.
ክ ዳ ውን ት ን መ ዘ ና ግ ዒ
መዘ ና ግ ዒ ቋ ል ዑ ካ ብ 6 ክ ሳ ብ 12 ዝ ዕ ድ ሜኦ ም እ ሞ ስ ድ ራ ቤ ቶ ም ዝ ስ ራ ሕ ሑ
ዝ መሃ ሩ ወ ይ ውን ደ ለ ይ ቲ ስ ራ ሕ ን ዝ ኾ ኑ እ ዩ ። ኣ ብ መዘ ና ግ ዒ ቋ ል ዑ እ ቶ ም
ህ ጻ ና ት ዝ ሕ ጎ ሱ ሉ ን ዝ ተ ኣ ማመን ሉ ን ሓ ዲ ሽ ነ ገ ር ዝ መሃ ሩ ሉ ን እ ዩ ።
ን ዝ ምር መጽ ሓ ፍ ነ ን ብ ብ ሕ ብ ሪ ን ለ ኪ ን ሃ ን ጽ (ን ሰ ር ሕ ) ነ ለ ጋ ግ ብ ን
ን ዘ ራ ረ ብ ኣ ብ ውሽ ጥ ን ኣ ብ ደ ገ ን ን ጻ ወ ት ። ሓ ደ ሓ ደ ግ ዜ ን በ ረ ኻ ወ ይ
ን ቤ ተ መጻ ሕ ፍ ቲ ን ወ ጽ እ ።
ብ ዙ ሕ ቅ ያ ራ ት ክ ዳ ውን ቲ የ ድ ሊ ጥ ዑ ይ ጽ ሩ ይ ዓ ቀ ኑ ል ክ ዕ ካ ዝ ኾ ነ ። ኣ ብ
ደ ገ ክ ን ከ ውን ኮ ለ ና ህ ጻ ና ት ን ኹሉ ዓ ይ ነ ት ክ ሊማ ዝ ሰ ማማዕ ክ ዳ ውን ቲ
ክ ህ ል ዎ ም ኣ ለ ዎ ማይ እ ን ተ ወ ቕ ዔ ቁ ሪ እ ን ተ ኾ ነ ፣ እ ቲ ክ ዳ ውን ቶ ም
ኣ ስ ማቶ ም ክ ህ ል ዎ ኣ ለ ዎ ።
Sida 1 av 14
Detta bör finnas under: እዚ ዝስዕብ ኣብ መውዓል ህጻናት ክህሉ ኣለዎ
Sommarsäsongen
ኣብ ግዜ ሓጋይ
ና ይ ጸ ሓይ ክ ሬ ም
Solkräm
ረ ቂ ር ነ ዊ ሕ እ ጅ ግ ኡ ማል ያ
Tunna långärmade tröjor
Sida 2 av 14
ረ ቂቕ ነ ዊሕ ስ ረ
Tunna långbenta byxor
ና ይ ጸ ሓ ይ ብ ር ኔ ጣ /ቆ ቢ ዕ
Solhatt och/eller keps
ረ ቂ ቕ ጃ ኬት
Tunn jacka
T-shirts
ማል ያ (ካ ና ቴ ራ )
Shorts
ሓጺር ስ ረ
Sida 3 av 14
ማል ያ (ካ ና ቴ ራ ) ነ ይ ኣ ዋ ል ድ
Linne
ስ ቲ ፓሎኒ (ና ይ ማይ )
Stövlar
ሰን ደል
Sandaler
ጫማ
Skor
Sida 4 av 14
ፍ ሊሰ ጃ ኬ ት ወ ይ ጎ ል ፎ
Fleecejacka alt. Kofta
ና ይ ማይ ክ ዳ ን
Regnkläder
Detta behöver finnas under: እ ዚ ክ ህ ሉ ይ ግ ብ ኦ :
Höstsäsongen
ና ይ ቀ ውዒ ግ ዜ
ረ ቂ ቕ ጃ ኬት
Tunn jacka
Sida 5 av 14
ረ ቂ ቕ መጻ ወ ቲ ስ ረ
Tunna lekbyxor
(överdragsbyxor)
(ኣ ብ ል ዕ ሊ ስ ረ ዝ ል በ ስ )
ረ ቂ ቕ ቆ ቢዕ
Tunn mössa
ረቂቕ ጓ ን ቲ
Tunna vantar
Handskar
ረጉድ ጓ ን ቲ
Sida 6 av 14
Tjock jacka
ረ ጕድ ጃ ኬት
Fleecejacka
ዘ ሟሙቕ (ፍ ለ ሲ )ጃ ኬ ት
ዘ ሟሙቕ (ፍ ለ ሲ ) ስ ረ
Fleecebyxor
ረ ጉድ ካ ልሲ
Tjocka sockar
ና ይ ቀ ውዒ ጫማ
Höstskor
Sida 7 av 14
ና ይ ማይ ክ ዳ ን
Regnkläder (fodrade alt.
Ofodrade)
(ፎ ዶ ራ ዘ ለ ዎ ወ ይ ዘ ይ ብ ሉ )
መይ ዘ የ ሕ ል ፍ ጓ ን ቲ
Galonhandskar
ስ ቲ ፓሎኒ
Stövlar
ካ ልሲ
Strumpor
Sida 8 av 14
Detta behöver finnas: እ ዚ ክ ህ ሉ ይ ግ ብ ኦ :
Vintersäsongen
ና ይ ክ ረ ምቲ ግ ዜ
Tjock jacka
ረ ጉ ድ ጃ ኬት
Täckbyxor/
ረ ጉድ ልዕ ሊ ስ ረ ዝልበ ስ
ና ይ ክ ረ ምቲ
ኮ ምፕ ላ ሲ ዮ ነ
Vinteroverall
ና ይ ክ ረ ምቲ ጫማ
Vinterskor/kängor
Sida 9 av 14
ቆ ቢዕ ረ ጉ ድ
Mössa (tjock)
ጓንቲ
Handskar
ረ ጉ ድ ማል ያ
/ዘ ሟሙቕ (ፍ ለ ሲ )
Tjock tröja/fleece tröja
ሃ ል መት
Hjälm
Sida 10 av 14
(ነ ይ ፕ ላ ስ ቲ ክ ወይ ብረ ት
ቆ ቢዕ )
ምሉ እ ካ ል ሲ /ታ ይ ት ስ ረ
መሳ ሊ
Långkalsonger/tights/
strumpbyxor
ና ይ ማይ ክ ዳ ውን ቲ
Regnkläder
ስ ቲ ፓሎኒ
Stövlar
Detta bör finnas under
እ ዚ ክ ህ ሉ ይግ ብኦ :
Vårsäsongen
ናይ ጸደይ
ግዜ
Sida 11 av 14
ረ ቂ ቕ ጃ ኬት
Tunn jacka
ረ ቂ ቕ ቆ ቢዕ
Tunn mössa
ረቂቕ ጓ ን ቲ
Tunna vantar
ኣ ብ ር እ ሲ ስ ረ ዝልበ ስ
ስረ
Överdragsbyxor
ረ ጕድ ጃ ኬት
Tjock jacka
Sida 12 av 14
ዘ ማሙቕ ማል ያ
(ፈ ሊ ስ )
Fleecetröja
ዘ ማሙቕ ስ ረ (ፈ ሊስ )
Fleecebyxor
ረ ቂ ቕ ነ ዊ ሕ እ ጅግ ኡ
ማል ያ
Tunn långärmad tröja
ካ ልሲ
Strumpor
Sida 13 av 14
ና ይ ማይ ክ ዳ ን
Regnkläder
(jacka o byxa).
Ofodrade el.
fodrade
(ጃ ኬ ት ን ስ ረ ን ፎ ደ ራ
ዘ ለ ዎ ም ወ ይ ዘ ይ ብ ሎም )
ማይ ዘ የ ሕ ል ፍ ጓ ን ቲ
Galonhandskar
ስ ቲ ፓሎኒ
Stövlar
Sida 14 av 14