Välkommen till förskolan på Tigrinja

Välkommen till förskolan …
እ ን ቋ ዕ ና ብ መላ መ ዲ ት ም ህ ር ቲ ብ ደ ሓ ን መ ጻ እ ኩ ም …
Telefonnummer
Vad är svensk förskola?
ቁ ጽሪ ተለ ፎን
ሽ ወ ደ ና ዊ መላ መዲ ት ም ህ ር ቲ እ ን ታ ይ እ ዩ ?
Förskolan är till för barn mellan 1 och 6 år vars vårdnadshavare arbetar, studerar eller är
arbetssökande. Barnens tid på förskolan styrs av vårdnadshavarnas arbets- och/eller studietid
samt restider till och från verksamheten. Förskolan har ingen skolplikt det vill säga att man
enligt lag inte behöver skicka sina barn på förskolan.
መላ መዲ ት ምህ ር ቲ ን ቋ ል ዑ ካ ብ 1ዓ መት ክ ሳ ብ 6 ዓ መት ዝ ዕ ድ ሜኦ ም እ ሞ ስ ድ ራ ቤ ቶ ም ዝ ሰ ር ሑ፣
ዝ መሃ ሩ ወ ይ ውን ደ ለ ይ ቲ ስ ራ ሕ ዝ ኾ ኑ ፣ ሰ ዓ ታ ት ዝ ተ ፈ ላ ለ የ እ ዩ በ ቲ ወ ለ ዶ ም ዝ ሰ ር ሕ ሉ ወ ይ
ዝ መሃ ር ሉ ኣ ብ ር እ ሲ ኡ ካ ብ ስ ር ሖ ም ዝ ጓ ዓ ዝ ሉ ካ ብ ን ና ብ ን ተ ራ እ ዩ እ ዩ ዝ ውሰ ን ። እ ዚ ከ ም
ት ምህ ር ቲ ና ይ ግ ድ ን ኣ ይ ኮ ነ ን እ ን ተ ወ ለ ዶ ም ደ ል ዮ ም ጥ ራ ይ እ ዮ ም ዝ ሰ ድ ዎ ም።
.
Förskolan har en egen läroplan där det står om den värdegrund och det uppdrag förskolan har
መላ መዲ ት ምህ ር ቲ ና ቱ ዝ ሓ ዘ ለ መደ ብ ስ ራ ሕ ን መምሃ ር ን ፣ ኣ ብ መሰ ረ ታ ዊ ኣ ገ ባ ብ ሕ ጊ ዝ ተ መር ኮ ሰ
ኣ ለ ዎ።
På förskolan ska barnen ha roligt känna sig trygga och lära sig nya saker.
Vi sjunger, läser böcker, målar, bygger och konstruerar, samtalar och leker både inom-och
utomhus. Ibland gör vi utflykter till skogen eller biblioteket.
ኣ ብ መላ መዲ ት ምህ ር ቲ እ ቶ ም ህ ጻ ና ት ዝ ሕጎ ሱ ሉ ን ዝ ተ ኣ ማመን ሉ ን ሓ ዲ ሽ ነ ገ ር ዝ መሃ ሩ ሉ ን እ ዩ ።
ን ዝ ምር መጽ ሓ ፍ ነ ን ብ ብ ሕብ ሪ ን ለ ኪ ን ሃ ን ጽ (ን ሰ ር ሕ ) ነ ለ ጋ ግ ብ ን ን ዘ ራ ረ ብ ኣ ብ ውሽ ጥ ን ኣ ብ
ደ ገ ን ን ጻ ወ ት ። ሓ ደ ሓ ደ ግ ዜ ን በ ረ ኻ ወ ይ ን ቤ ተ መጻ ሕፍ ቲ ን ወ ጽ እ ።
Inskolning
ምል ምማድ
När barnet ska börja i förskolan kallas den första tiden för inskolning. Under den tiden är du
som förälder med på förskolan. Syftet med inskolningen är att barnen och föräldrarna ska
lära känna förskolans verksamhet och bli trygga med förskolans miljö, pedagoger och de
andra barnen.
እ ቲ ቆ ል ዓ ኣ ብ c ክ ጅ ምር እ ን ተ ኾ ይ ኑ እ ቲ ና ይ መጀ መር ያ ግ ዜ ታ ት ምለ ማመዲ (መምሃ ሪ )
ይ በ ሃ ል ። ኣ ብ ዚ ግ ዜ ’ዚ ን ስ ካ ከ ም ወ ላ ዲ ምስ ኣ ኡ ኢ ኻ ፣ እ ዚ ዝ ግ በ ረ ሉ ምኽ ን ያ ት ከ እ እ ቲ
1
ቖ ል ዓ ን ወ ላ ድ ን ከ መይ ምካ ኑ ን ኽ ፈ ል ጥ ዎ ን ክ ተ ኣ ማመኑ ን እ ዩ ፣ ኩ ሉ እ ቲ ኣ ቀ ምቅ ምጥ ኣ ኡ
መማህ ራ ኑ እ ቶ ም ካ ል ኦ ት ቋ ዑ ን ካ ል እ ን ፣ ነ ፍ ሲ ወ ከ ፍ መዘ ና ግ ዒ ቋ ሉ ዑ ነ ና ታ መምር ሒታ ት ና ይ
መለ ማመዲ መገ ዲ ኣ ለ ዋ ።
En dag på förskolan
ሓ ን ቲ መዓ ል ቲ ኣ ብ መላ መዲ ት ም ህ ር ቲ
……….. Förskolan öppnar
………..Frukost
…….... Aktiviteter inne och ute
……….. Lunch
……….. De barn som behöver sover medan de äldre har lugnare aktiviteter
……..... Mellanmål
……...... Lek inne eller ute
……...... Förskolan stänger
………..መላ መዲ ት ምህ ር ቲ ይ ኽ ፈ ት ………
………..ቁ ር ሲ
………..ን ጥ ፈ ታ ት ኣ ብ ውሽ ጥ ን ኣ ብ ደ ጋ ን ይ ካ የ ድ
………..ት ምህ ር ቲ ይ ጅ መር
………..ት ምህ ር ቲ ይ ፍ ደ ሱ
………..ጥ ዓ ሞት
………..ን ጥ ፈ ታ ት ኣ ብ ውሽ ጥ ን ኣ ብ ደ ጋ ን ይ ካ የ ድ
………..መዘ ና ግ ዒ ቋ ል ዑ ኣ ብ ክ ፍ ል ታ ቱ ይ ዕ ጾ …..
ና ይ ህ ጻ ና ት መደ ብ ሰ ዓ ታ ት
Ditt/dina barn är på förskolan den tid du studerar eller arbetar. Lämna ett schema med tider
till förskolan
ውላ ድ ካ ኣ ብ መላ መዲ ት ምህ ር ቲ ዝ ጸ ን ሕ ን ስ ኻ ኣ ብ ስ ራ ሕ ወ ይ ኣ ብ ት ምህ ር ቲ ኣ ብ ዘ ለ ኻ ለ ን
ግ ዜ ጥ ራ ይ እ ዩ ፣ ስ ለ ዚ ና ይ ስ ራ ሕ ካ ወ ይ ት ምህ ር ት ካ መደ ብ ሰ ዓ ታ ት ግ ደ ፍ ።
Barnets schema
Du ska ringa till förskolan om ditt/dina barn är sjukt, ska vara ledig eller om tiderna ändras
Om det kommer någon annan och lämnar eller hämtar ditt/dina barn, vill vi att du talar om
det till oss i förväg
እ ን ተ ደ ኣ ውላ ድ ካ ሓ ሚሙ እ ሞ ከ ዕ ር ፍ ኮ ይ ኑ ወ ይ ውን ግ ዜ ሰ ዓ ታ ት ዝ መጸ ሉ ተ ቐ ይ ሩ ወ ይ
ካ ል እ ሰ ብ ኮ ይ ኑ ዝ ወ ስ ዶ ኣ ቐ ዲ ምካ ሓ ብ ረ ና ።
Kläder i förskolan
ክ ዳ ውን ቲ ኣ ብ መላ መዲ ት ም ህ ር ቲ
Det behövs flera ombyten av kläder som är hela, rena och passar i storlek.
ብ ዙ ሕ ቅ ያ ር ክ ዳ ውን ቲ የ ድ ሊ፣ ግ ን ከ ኣ ጥ ዑ ይ ጽ ሩ ይ ማዕ ቀ ኖ ም ክ ኸ ውን ኣ ለ ዎ .
2
Barnet behöver kläder för att kunna vara ute i alla slags väder även när det regnar eller är
kallt.
ህ ጻ ና ት ኣ ብ ደ ገ ክ ጻ ወ ቱ ከ ለ ዉ ን ኹሉ ዓ ይ ነ ት ክ ሊማ ዝ ሰ ማማዕ ዋ ላ ን ቁ ሪ ይ ኹን ወ ይ እ ውን
ማይ እ ን ተ ወ ቕ ዔ ዝ ሰ ማማዕ ክ ህ ል ዎ ም ኣ ለ ዎ ።
Barnets kläder ska vara märkta med deras namn
ኣ ብ ቲ ክ ዳ ውን ቶ ም ሽ ሞን ክ ት ጽ ሕ ፍ ሉ ኣ ለ ኩ ም
Om barnet har blöjor måste du ta med det till förskolan
እ ን ተ ደ ኣ ፓምፐ ር ስ ኣ ለ ዎ ኮ ይ ኑ ተ ማል ኡ ሉ ።
Se särskilt dokument om kläder
ብ ዛ ዕ ባ ክ ዳ ውን ቲ ዝ ምል ከ ት ኣ ብ ፍ ሉ ይ ብ ዛ ዕ ባ ክ ዳ ውን ቲ ዝ ብ ል ተ ዓ ዘ ብ ።
Tystnadsplikt
ም ስ ጢር ም ዕ ቃ ብ
Vi som arbetar på förskolan har tystnadsplikt, vi berättar inte vidare för andra det vi hör från
dig eller ditt barn, så länge det inte rör ditt barns säkerhet
ን ሕ ና እ ዞ ም ኣ ብ መለ ማመዲ ት ምህ ር ቲ እ ን ሰ ር ሕ ና ይ ምስ ጢር ምዕ ቃ ብ ማሕላ ኣ ሎና ። ዝ ኾ ነ
ካ ብ ውላ ድ ካ ይ ኹን ካ ባ ኻ ዝ ሰ ማዕ ና ዮ ምስ ካ ል እ ሰ ብ ኣ ይ ነ ዕ ል ሎሉ ን ኢና ።
Förskolan har anmälningsplikt om vi ser att något barn far illa. Detta innebär att om vi ser ett
barn fara illa, måste vi berätta för myndigheter så att vi tillsammans kan lösa svårigheter i
situationer.
እ ዚ ና ይ መለ ማመዲ ት ምህ ር ቲ ጸ ገ ም ና ይ ህ ጻ ና ት ምስ ዝ ዕ ዘ ብ ና ብ ዝ ምል ከ ቶ ም ቤ ተ መን ግ ስ ቲ
ከ ተ ሓ ላ ል ፍ ግ ዴታ ኡ እ ዩ ። መታ ን ብ ሃ ን ሳ ብ ኮ ይ ና ና ይ ቲ ህ ጻ ን ጽ ቡ ቕ ክ ን ር ኢ (ክ ን ፍ ውሶ )
Samarbete med hemmet
ብ ሓ ባ ር ምስ ራ ሕ ምስ ስ ድ ራ ቤ ት
Du som förälder är viktig för vårt arbete i förskolan. Det är viktigt att du berättar för oss om
det hänt något särskilt som kan vara bra för personalen att veta
ን ስ ኻ ከ ም ወ ላ ዲ መጠን ዓ ቢ ግ ደ ኣ ለ ዎ ኣ ብ ስ ራ ሕ ና ፣ ሓ ደ ነ ገ ር እ ን ተ ደ ኣ ተ ፈ ጺ ሙ ን ዓ ና
ዝ ምል ከ ት ክ ት ነ ግ ረ ና ኣ ዚ ዩ ኣ ድ ላ ዪ እ ዩ ።
Det är viktigt att du berättar för personalen om det är något du funderar över. Fråga gärna
både oss och ditt barn vad de gjort under dagen i förskolan.
እ ን ተ ደ ኣ ሓ ደ ነ ገ ር ን ዓ ና ክ ት ብ ሎ ት ደ ሊ ነ ገ ር ሃ ሊዩ ካ ፣ ክ ን ፈ ል ጦ ኣ ጸ ቢ ቑ ኣ ድ ላ ዪ
ስ ለ ዝ ኾ ነ ን ገ ረ ና ። ን ዓ ና ሕ ተ ተ ና ን ውላ ድ ካ እ ውን እ ን ታ ይ ከ ም ክ ገ ብ ር ክ ምዝ ወ ዓ ለ
ሕተ ቶ ።
Förskolans personal erbjuder utvecklingssamtal då ni i lugn och ro pratar om hur ditt barn
trivs och utvecklas.
እ ዚ መላ መዲ ት ምህ ር ቲ ውላ ድ ኩ ም ምዕ ባ ለ ን ሓ ፈ ሻ ዊ ኩ ነ ታ ት ን ክ ት ዘ ራ ረ ብ ብ ቆ ጸ ራ ስ ለ ዝ ኾ ነ
ህ ድ እ ኢ ል ኩ ም ሓ ሲ ብ ኩም እ ት መያ የ ጥ ሉ ግ ዜ ኣ ለ ዎ ። .
3
Sjukdomar
ሕማማት
Om ert barn är sjukt ska det stanna hemma från förskolan. Barnet måste orka vara med i
verksamheten både ute och inne.
እንተደኣ ቖልዓ ሓሚሙ ኣብ ገዛ ክኸውን ኣለዎ፣ እቲ ቆልዓ ኣብ ደገን ኣብ ውሽጥን ንኽጻወት ዓቅሚ (ክእለት) ክህልዎ
ኣለዎ።
Om ert barn har kräkts eller haft diarré behöver barnet vara hemma symptomfri i minst 48
timmar.
እንተደኣ ውላድኩም ኣምሊሱ ወይውን ውጽኣት ኣለዎ እንተወሓደ ን 48 ሰዓታት ኣብ ገዛ ኮፍ ክብል ኣለዎ።
Om ert barn har haft feber behöver barnet vara hemma minst en dag feberfri
እንተደኣ ሓደ ቆልዓ ረስኒ (ፌበር) ኣለዎ እንተወሓደ ንሓደ መዓልቲ ካብ ረስኒ ነጻ ክኸውን ኣለዎ።
Övrigt
ካልእ
Tänk på att inte använda starka parfymer då det finns barn och personal som kan vara
allergiska mot starka dofter
መተሓሳሰቢ! ብርቱዕ ጨና ዘይምጥቃም ምኽንያቱ ሓደ ሓደ ቆልዑ ከምኡውን ሰራሕተኛታት ቁጥዔ (ኣለርጂ) ናይ
ብርቱዕ ጨና ኣለዎም።
Förskolan stänger 3-4 dagar varje år då personalen har fortbildning
መላመዲ ትምህርቲ ኣብ ዓመት 3-4 ግዜ ይዕጸው ኣብ ግዜ ሰራሕተኛታት ትምህርቲ ዝወስድሉ።
Vi som arbetar på…
ንሕና እዞም ኣብ…እንሰርሕ
ኣብ እንሰርሕ
Förskolan har föräldramöte ca 2 gånger per år. Personalen pratar om viktiga saker som händer på
förskolan, om hur verksamheten fungerar både för barn och personal, tider, aktiviteter, tips och
råd. Det finns möjlighet för föräldrar att diskutera, komma med förslag och ställa frågor samt
möjlighet till att dela tankar och erfarenhet med andra föräldrar. Detta för att få ett så bra
samarbete som möjligt och för att skapa en trygg och givande miljö för både barn och personal.
መላመዲ ትምህርቲ ኣብ ዓመት 2 ግዜ ናይ ውላድኩም ምዕባለ ንምፍላጥ የካይድ። ንዛረበሎም ብዛዕባ ኣድላዩ ነገር
ዝተፈጸመ፣ እዚ መላመዲ ትምህርቲ ከመይ ከምዘሎ ንቓልዑ ይኹን ንሰራሕተኛታት። ብዛዕባ ሰዓታት፣ ንጥፈታት፣ ሓበሬታን
ምኽርን……..ወ ዘ ተ
ንወለዲ ተኽእሎ ኣሎ ክመያየጡን ገለ ውጥን ሒዞም ክመጹን፣ ሕቶታት ይኹን ርእይትኦም ከቕርቡከምኡውን ተሞክርኦም
ንኻልኦት ወለዲ ከካፍሉ ዝሓሸ ዕደል ኣሎ። እዚ ኸኣ ጽቡቕ ናይ ሓባር ስራሕ ኣብ መንጎ ወለድን ሰራሕተኛታትን ዝግበር
ዝበለጸን ዘተኣማምንን ንውላድኩምን ንሰራሕተኛታትን ንምፍጣር እዩ።
4